Author: Habtom

0

ምልክታ

ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ረቡዕን: ሓሙስን ህዝባዊ በዓል ስለዝኾነ እቶም ናይ ረብዕ ዕለት 10. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ን ዕለት 12. 04. 2024 እቶም ኣብ ዕለት 11. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ድማ...

0

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ምስ ኣባላት ኤርትራዊ ማሕበረኮም ጀነቭ ርክብ ኣካይዶም

 ብ ዕለት 18/12/2023 ኣብ ዝተኻየደ ርክባት ፡ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይን ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት`ቲ ኤምባሲ ኣቶ ተወልደ ዮውሃንስን ምስ ኣባላት ኤርትራዊ ማሕበረኮም ስዊዘርላንድ – ከተማ ጀነቭ ብ18 ታሕሳስ፡...

0

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲን ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ትማሊ ዕለት 10.12.2023 ምስ ሓለፍቲ ሃማደኤ ርክብ ተኻይዱ

ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣቶ ሃብቶም ዘርኣይ ምስ ሓለፍቲ ሃማደኤ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ርክብ ብምክያድ፣ ንመሪሕ ተረአን ኣብ መኸተን ልምዓትን ሃገር ሞጉሱን ብዝለዓለ ክቕጽልኦ ተላብዩን። ሓላፊ ህዝባውን ኮማውን ጉዳያት ኣቶ ተወልደ የውሃንስን...

0

Funeral service of Mr. Romodan Mohammed-Nur

The funeral service of veteran freedom fighter and one of the pioneers and prominent leaders of the Eritrean Liberation struggle, Mr. Romodan Mohammed-Nur was conducted today, 02 January at Asmara Martyrs Cemetery in the...