ምልክታ

ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ረቡዕን: ሓሙስን ህዝባዊ በዓል ስለዝኾነ እቶም ናይ ረብዕ ዕለት 10. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ን ዕለት 12. 04. 2024 እቶም ኣብ ዕለት 11. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ድማ 19. 04. 2024 ኽትማጹ ባኽብሮት ንሕብር።
ዓወት ንሓፋሽ!
ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ
ጃኔቭ ሰዊዘርላንድ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *