ቪዛ

ቪዛ ንምሕታት ዝጥለቡ ሰነዳት

ፓስፖርት (ብውሑድ ናይ 6 ወርሒ ብቕዓት ዘለዎ) ከምኡ’ውን ቅዳሕ
ብግቡእ ዝተመልኣ መሕተት ቪዛ ቅጺ
ስእሊ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ስቱዲዮ ዝተሳእለ ክልተ (35 x 45 mm) ዓቐን ዘለዎ ኮይኑ፡ ብቐጥታ ናብ ካሜራ ዝጠመተን ምሉእ ገጽን እዝንኻ ዘርኢ፡ (ምስሓቕ ኣይፍቀድን)

ዓይነት ቪዛ ዕላዊህጹጽዋጋ መልኣኺ ፖስታ
ቱሪስት70.-90.-10.-
ንግዲ100.-120.-10.-
ትራንዚት70.-90.-10.-
ካልእ70.-90.-10.-
 መተሓሳሰቢ
 ሓደ ካብ’ዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ ነጥብታት ምስ ዝጎድል ከስዕቦ ዝኽእል ምድንጓይ ኤምባሲ ተሓታቲ ኣይኮነን።