0

ዝኽሪ 20 ሰነ 2024 ስዊዘርላንድ

ኤርትራውያን ነበርቲ ስዊዘርላንድ – ከተማታት ጀነቭ፡ በርን፡ ባዝል፡ ሰንጋለን፡ ሰሎተርን፡ ሉዘርን፡ ጁራን ኩርን ካብ ዕለት 19 – 23 ሰነ ብደረጃ ካንቶናትን ማሕበረ-ኮማትን ተጠርኒፎም ሰማእታቶም ብክብ ዝበለ ማዕርግን ሓበንን ዘኪሮም። ኣብ`ቲ ዝተኻየደ መደባት ዝኽሪ ሓበን፡...