ምልክታ by Habtom · Published April 9, 2024 · Updated April 9, 2024 ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ብምኽንያት ዒድ ኣልፈጥር ረቡዕን: ሓሙስን ህዝባዊ በዓል ስለዝኾነ እቶም ናይ ረብዕ ዕለት 10. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ን ዕለት 12. 04. 2024 እቶም ኣብ ዕለት 11. 04. 2024 ቆጸራ ዘለኩም ድማ 19. 04. 2024 ኽትማጹ ባኽብሮት ንሕብር።ዓወት ንሓፋሽ!ኤምባሲ ሃገር ኤርትራጃኔቭ ሰዊዘርላንድ Share
Recent Comments