ቪዛ

  • ፓስፖርት ብዉሑድ ልዕሊ ሽድሽተ ወርሒ ዕድመ ዘለዎ
  • ኦርጂናል ፓስፖርትን ቅዳሕን የቕርብ
  • ብዘይ ጉድለት ዝተመልአ ቅጺ መሕተቲ ቪዛ
  • ምስክር ወረቀት ነባርነት Switzerland
  • ኤርትራዊ ዜጋ ካልእ ፓስፖርት ዝሓዘ፡ ቪዛ ክሓትት እንተኾይኑ፡ ምሉእ ስምን ኤርትራ ወረቐት መንነትን ቅዳሕን፡ ቁ.ተሌፎን ኣብ ኤርትራ ዝቕመጥ ቀረባ ተሓታቲ
  • 2 ስእሊ (ናይ ስትዲዮ ኮይኑ ድሕረ ባይታ ጻዕዳ ክኸዉን ይግባእ)

ቆጸራ ንምሓዝ ኣብዚ ጠውቁ